ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባይቶ ፀጥታ ንተዋጋእቲ ደቡብ ሱዳን አጠንቂቁ


ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀጥታ ኣብ ደቡብ ሱዳን
ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀጥታ ኣብ ደቡብ ሱዳን

ኣብ ደቡብ ሱዳን ሓፂር ዑደት ዝገበረ ጉጅለ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ምስ መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ሓፂር ናይ ቪዲዮ ኣኼባ ኣካይዱ።

ፖለቲካውን ነገዳውን ተበግሶ ዘለዎ ህውከት ብዙሕ ተመዛበልትን ነታ ሃገር ኣብ ድርኩዂት ከቢድ ሓደጋ ዓፀቦ ኣብፂሑዋን’ሎ ክብል እቲ ጉጅለ ንሪክ ማቻር ከምዘጠንቀቖም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ኣምባሳደር ሳማንታ ፓወር ገሊፀን።

ክልቲኦም ተዋሳእቲ ወገናት ኣብ ቀረባ ኣብ ስምምዕ ከይበፅሑ ይኽእሉ እዮም ክብል እቲ ጉጅለ ስግኣቱ ገሊፁ’ሎ።

XS
SM
MD
LG