ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረሲደንት ኢሳያስ፡ ሕገ-መንግስቲ ምንዳፍ ክጅመር`ዩ ኢሉ


Eritrea-Independence-24
Eritrea-Independence-24

ሓዲሽ ሕገ-መንግስቲ ድዩ ወይስ ነቲ ዝነበረ ምምሕያሽ ዝብል ሕቶ ኣይበረሀን

ኣብ 1997 ብፓርላማ`ታ ሃገር ዝጸደቐ ሕገ-መንግስቲ፡ ጸገም ኣለዎ እንተኾይኑ ተሓቢሩ ኣይፈልጥን.

ዝሓለፈ ቐዳም ፕረሲደንት ኢሳያስ ከምዚ ዝስዕብ ኢሎም።

"ኣብ መቓን ናይ ሃገራዊ ህንጸት ዕማማትና፡ ፖለቲካዊ ህንጸት ከም መብጽሒ ኣገዳሲ እጃም ስለዘለዎ፡ ምስ ናይ’ቲ ጉዕዞና ንምስንኻል ኪካየድ ዝጸንሐን ዘሎን
ተጻባኢ ግዳማዊ ሓንካሪ ህቀናታት፣ ብዙሕ ተማሂርናን ተመኲርናን ስለዘለና፣ ንመጻኢ መንግስታዊ ስርዓት መርሓ ፖለቲካዊ ጐደና ዝቕይስ ቅዋም ምንዳፍ ክጅምር ምዃኑ፣ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከፍልጥ እፈቱ”

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ነቲ ሃንደበት ዝመስል ዜና ዝኣወጁ፡ ኣብ መበል 23 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ስታድየም ኣስመራ፡ ብተለቪዢን ብቐጥታ ንህዝቢ ሃገራዊ መደረ ኣብ ዘስምዕሉ እዋን`ዩ፡

ቪኦኤ ተወሳኺ መበርሂ ክሓትት`ዩ
PIA-May24-2014-Drafting Constitution
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:51 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG