ሰኑይ, ለካቲት 08, 2016 ሰዓት'ቲ ከባቢ 04:46

    ዜና / ቀርኒ ኣፍሪቃ

    ኣል-ሸባብ ኬሚካላዊ ኣጽዋር ክውንን ይፍትን ይህሉ`ዩ ተባሂሉ

    ገለ ተንተንቲ ግና ፡ ኣል-ሸባብ ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ኬሚካላዊ ኣጽዋር ክሰርሓሉ ዝኽእል ዓቕሚ የብሉን ይብሉ

    x

    Multimedia

    ድምፂ
    ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ዝሳተፉ ዘለዉ መራሕቲ ዓለም፡ ነቲ ኣብ ኬንያ ዝተፈጸመ ሽመራዊ መጥቃዕቲ መሰረት ጌሮም፡ ገብረ-ሽበራ ንምግጣም ዝተወሃሃደ ዓቕሚ የድሊ ኢሎም።

    ኣብ`ዚ ኣብ ኣመሪካ ብዙሓት ሶማልያውያን ኣመሪካውያን ዝነብርሉ ክፍለ ግዝኣት መነሶታ፡ ኣኽበርቲ ሕጊ፡ ንመንእሰያት ንጽንፋውነት ዝምልምሉ ሰባት ከላልዩ ይሰርሑ ኣለዉ።

    ንምሉእ ሓበረታ፡
    ስግኣታት ግብረ ሽበራ
    ስግኣታት ግብረ ሽበራi
    || 0:00:00
    ...    
     
    X