ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ ብስራት ኣማረ፡ ኣብ ጉዳይ ፖሊቲካ ኢትዮጵያ ማእከላይ መርገጽ ሒዙ ይምጉት


Ethiopia map
Ethiopia map

ቅድሚ ሎሚ ካብ ወገን መንግስቲ ኣቶ ጸጋይ በርሀ፡ ካብ ተቓወምቲ ድማ ዶር ኣረጋዊ በርሀ ምቕራብና ይዝከር፡ ንሎሚ ድማ ንኽልቲኦም ዝነቅፍ ኣቶ ብስራት ኣማረ


ብምኽንያት ሓደ ዓመት ሕልፈት ኣቶ መለስ ዜናዊ፡ ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ዘለዎም ፖሊቲከኛታት ክንቕርብ ከምዝጸናሕና ይፍለጥ።

ኣቶ ጸጋይ በርሀን፡ ዶር ኣረጋዊ በርሀን፡ ክልተ ነናቶም ጫፍ ዝሓዘ ፖሊቲካዊ መጎተ ምቕራቦም ይዝከር። ናይ ሎሚ ጋሻ ኣቶ ብስራት ኣማረ ድማ፡ ንኽልቲኦም ይምጉት።

ነቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
Listen to interview with Bisirat Amare
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:48 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG