Saturday, July 26, 2014 ሰዓት'ቲ ከባቢ 05:05

Horn of Africa

ክሊ ትግራይ ኣብዚ እዋን 'ዚ

ህወሓት/ኢህወደግ መንበር ስልጣን ካብ ዝሕዙ፡ ኣስታት 21 ዓመታት ኮይኑ'ሎ።

ኣብ ትግራይ ኢትዮጵያን ኣብ ባይታ ንዝራኣዩ ለውጥታት፡ ኣቲ መንግስቲ ዝትግብሮምን ይኽተሎምን ዘለዉ ፖሊሲታት ንክዘራረብሉን  ኣብ‘ዘን ዝሓለፋ ዓመታት  ንዝነበረን ዘሎን ኩነታት  ክግምግሙ ኣርባዕተ ኣጋይሽ ተዓዲሞም‘ለው።

ኣርባዕቲኦም ኣጋይሽ  ኣብርሃ ገብረዋህድ፡ ገብረመድህን ሓጎስ፡ ኣብርሃ ደስታን ስልጣን ሒሸን'ዮም።

ኣርባዕቲኦም ኣጋይሽ ኣብ  ከተማ መቀለ ትግራይ ኮይኖም‘ውን ዝካትዑ።

ቀዳማይን 
Tigray-Today
Tigray-Todayi
|| 0:00:00
...
 
🔇
X

TigrayToday-PartTwo
TigrayToday-PartTwoi
|| 0:00:00
...
 
🔇
X



ካልአይን  ክፋል‘ቲ ክትዕ ክትሰምዑ ተዓዲምኩም ኣለኹም።

ንምስምዑ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ።