ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖለቲካዊ ተንተንቲ ብዛዕባ መበል 12 ጉባኤ ህውሓት 2ይ ኽፋል


ገብረመድህን ገብረሚካኤል
ገብረመድህን ገብረሚካኤል

ተሓባባሪ ፕሮፌሰር ሰይፈ ሃይሉን ገብረመድህን ገብረሚካኤልን ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ክፍሊ ፖለቲካዊ ሳይንስን ስትራተጂዊ መፅናዕትን ምምህራን እዮም።ኣብ ውሽጢ ህውሓት ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ምትኽኻእን ነቲ መንእሰይ ኣብ ምብቃዕን ትንተንኦም ሂቦምና ኣለው።

ክልቲኦም መናእሰይ ምሁራን እቲ መናእሰይ ወለዶ ኣካል እቲ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ከይኸውን የጋጥሞ ኣሎ ዝበሉዎም ፈተናታትን መፍትሒታትን ሪኢቱኦም ይህቡ።ዝርዝሩ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:15:27 0:00

XS
SM
MD
LG