Tuesday, May 21, 2013 ሰዓት'ቲ ከባቢ 09:31

Horn of Africa

ፈረንሳዊ ጋዜጠኛ ብዛዕባ ሃለዋት ዓሊ ዓብዱ ርእይትኡ ይህብ

ተሰዊሩ`ሎ፡ ኣብ ዝተሰወሮ ኣይንፈልጥን፡ ንመንግስቲ ገዲፍዎ`ሎ ከዲዑ ግን ክንብል ኣይንኽእልን ይብል እቲ ጋዜጠኛ

x

Multimedia

መጠን ፅሑፍ - +
ሌዮናርድ ቪንስንት ኣብ ፈረንሳ ፍሪላንሰር ጋዜጠኛ`ዩ። ብዛዕባ ቀርኒ-ኣፍሪቃ ብዙሕ ከምዝጸሓፈ ይገልጽ።
ብዛዕባ ኩነታት ሚንስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ዓብዱ`ውን ጽሒፉ ስለዝነበረ፡ ንድምጺ ኣሜሪካ ርእትኡ ንክህብ ብፒተር ሃይንለይን ተሓቲቱ ዝሃቦ ምላሽ ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወ ቐሪቡ`ሎ፡ ምስምዑ ይክኣል።
ALI-ABDU
Loading
12:00:00 / -:--:--