ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፡ ዕለት ኤድስ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን

Students form a giant red ribbon during a publicity campaign to promote awareness about HIV/AIDS in Taipei November 30, 2012. World AIDS Day
Students form a giant red ribbon during a publicity campaign to promote awareness about HIV/AIDS in Taipei November 30, 2012. World AIDS Day
ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤድስ ኣብዚ ዝሓለፈ ቀዳም ዜሮ ምግላል፡ ዜሮ ብ'ኤች ኣይ ቪ ቫይረስ ዝተሓዝ፡ ዜሮ ብኤድስ ዝመውት ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ተኸቢሩ ዊዒሉ'ዩ።

እዚ በዓል ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን'ውን ተኸቢሩ'ሎ። ናይ ሎሚ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ መዘራረቢ አርእስቲ ኾይኑ'ሎ።።

ካብ ኣስመራ ኤርትራ ማሕበር ብድሆ አቶ ሰሎሞን ገብረኺዳን፡ ካብ ኢትዮጵያ ከታማ መቀለ ኸአ አቶ ብርሃነ በላይ ካብ ኣብ ዙርያ ኤች ኣይ ቪ ቫይረስ ዝነጥፉ ጥምረት ማሕበራት ፡ብዛዕባ'ታ ዕለትን ኣብ ሃገራቶም ዘሎ ኩነታት እቲ ቫይረስን ፃዕርታት ምክልኻላቱን ገሊፆምልና'ለው።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ
XS
SM
MD
LG