ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውድድር ብሽክለታ ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ቀጺሉ`ሎ


Mekseb-debesay
Mekseb-debesay

ኣብ ዙር ኤርትራ ልዕሊ 5ተ ጋንታታት ይሳተፋለዋ

ብምኽንያት በዓል ፈንቅል ኣብ ባጽዕ ዝጀመረ ዙር ኤርትራ፡ ካብ መንደፈራ ን ከረን፡ ካብ ከረን ንባረንቱ፡ ካብ ተሰነይ ንኣቑርደት ቀጺሉ ጽባሕ ዓርቢ ካብ ከረን ንኣስመራ ብዝካየድ 4ይ መድረኽ ክዛዘም`ዩ።

ነቲ ውድድር ዝመርሕ ዘሎ ምኽሰብ ደበሳይን ኣሰልጣኒ ጋንታ ኤርትራ ሙሴ ኣስሄልን ኣብ ናይ ሎሚ መደብ መንእሰያት ቀሪቦም ኔሮም ተኸታተሉ።
Africa-Cycling-Tour-Eritrea
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:11 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG