ኣብ ኤርትራ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ብሽክለታ ኣፍሪቃ ሎሚ ዓርቢ ተዛዚሙ
ኤርትራ ብነጥብን ብማልያን ቀዳማይቲ ኾይና ወጺኣ
Rwanda-Cycling
Tewelde Weldegebrel
22.02.2013
ኤርትራውያን ንዓይ ልክዕ ኸም ሉል ኣፍሪቃ`ዮም ይብል ኣሰልጣኒ ርዋንዳ ኣመሪካዊ ጃክ ቦየር ብዛዕባ ጋንታ ኤርትራ ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዋ ቦታ ትዕዝብቱ ክገልጽ ኸሎ።
Merhawi Kudus
ጋንታና ጋንታ ርዋንዳ`ውን ድሕሪ ክልተ ዓመት ኣብ`ቲ ደረጃ ዘይንበጽሓሉ ምኽንያት የለን ዝብል ጃክ፡ ካብ ኤርትራውያን መሓዙትና ክንምሃሮ ዝግብኣና ፡ ስኒ ምንካስን ከቢድ ጻዕርን`ዩ ኢሉ ይብል።
ምስ ኣመሪካዊ ኣሰልጣኒ ጋንታ ብሽግለታ ርዋንዳ ጃክ ቦየር ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
Africa-Cycling-Tour-Eritrea