ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣርባዕተ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ኣጋይሽ መደብ ምስ ህዝቢ(1ይ ክፍሊ)


ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት
ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት
ኣብ ኢትዮዽያ ካብ ሞንጎ ዝኣተው ስደተኛታት ኤርትራ፣ኣብ ዩኒቨርስታት‘ታ ሃገር ኣትዮም ይማሃሩ ከምዘው ይፍለጥ።

እቶም ኣብ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዝርከቡ ኣጋይሽና ኤርትራውያንን ኢትዮዽያውያን ሓቢሮም ዘሕልፍዎ ጊዜ ፅቡቅ‘ሎ ኢሎም ይገልፁ።

ኣብ ሞንጎኦም ዘሎ ሓልየትን ፍቅርን ዝያዳ ትፅቢቶም ኮይኑ ከምዝረኸብዎ፣ብሕልፊ እቶም ኤርትራውያን ምስ‘ቲ ክውረ ዝፀንሐን ዝፈርህዎን ኩነታት ኣነፃፂሮም፣ዘጋጠሞም ኣቀባብላን ዕድልን ከምዘሐጎሶም ገሊፆም።

ኣርባዕተ ተማሃሮ ዓዲምና‘ለና ንሎሚ።ኢትዮዽያውያን ፋና ገብረኣነንያን ሰሎምን ክፍለን፣ኤርትራውያን ሩታ ንጉሰን ኢሳያስ ወልደሚካኤልን‘ዮም።
ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:40 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG