ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣምባሳደር ኤርትራ ዘመደ ተኽለ፡ ሬሳታትና ክንወስድ መንግስቲ ጣልያን መልሲ ደንጉዩና ይብል


Ambassador Zemede Tekle-Italy
Ambassador Zemede Tekle-Italy

መንግስቲ ኤርትራ ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠለቑ፡ ናይ መጓዓዝያ ሸፊኑ ንቤተሰቦም ከረክቦም ይጽዕር ከምዘሎ`ውን ገሊጹ


ኣብ ኢጣልያ ዝርከብ ኣምባሳደር ኤርትራ ዘመደ ትኽለ፡ ነቶም ዜጋታት ኣብ ዓዶም ንምቕባር ብመንግስቲ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ተደጋጋሚ ሕቶታት፡ ካብ ስበ-ስልጣን ኢጣልያ ንጹር መልሲ ስኢናሉ`ለና ይብል።

ነቲ ሬሳ ንምልላዩን ንምጽራዩን ቀሊል ከምዘይኮነ ዝገልጽ ኣምባሳደር ዘመደ፡ ሰብ-ስልጣን ኢጣልያ ግን፡ ውሳነኦም ብዝቐልጠፈ ከፍልጡ ንጽበ`ለና ኢሉ።

መንግስቲ ኤርትራ ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠለቑ፡ ናይ መጓዓዝያ ሸፊኑ ንቤተሰቦም ከረክቦም ይጽዕር ከምዘሎ`ውን ገሊጹ
Ambassador Zemede Tekle
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:03 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG