ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረሲደንት ሱዳን ዖማር ኣል-በሽር ንዋዕላ ሕቡራት ሃገራ ናብ ኒውዮርክ ክመጹ`ዮም ኣይመጹን ዝብል ተጋራጫዊ ጸብጻባት ይስማዕ


ኣብ ካርቱምን ፖርትሱዳንን ድማ ምስ ፖሊስ ግጭት ቀጺሉ`ሎ ብዛዕባ ናህሪ ዋጋ ነዳዲ


ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ንምስታፍ መራሒ ሱዳን ዖማር ኣልበሽር ናብ ኒውዮርክ ክመጹ እንተኾይኖም ፡ ብኣህጉራዊ መጋባእያ ገበናት ስለዝድለዩ፡ መንግስቲ ኣመሪካ ክኣስሮም ኣለዎ ይብል ICC

መንግስቲ ሱዳን ግን በሽር ናብቲ ኣኼባ ክኸዱ ቪዛ ሓቲተ`ለኹ ይብል።

ብኻልእ ወገን፡ ኣብ ካርቱምን ፖርትሱዳንን፡ ምስ ፖሊስ ግጭት ተወሊዑ፡ ብርክት ዝበሉ ሰባት ተቐቲሎም። ምኽንያት፡ ወሰኽ ዋጋ።

ሎሚ ዝቐረበ ጸብጻባት ኣብ ምልክት ድምጺ ኣሎ
On Sudanese Leader
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:44 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG