ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ካብ በንሻንጉል ዝተባረሩ ተወላዶ ኣምሓራ ኣብ ልዕሊኦም ከቢድ በደል ከም ዝተፈጸመ ይገልጹ


ንገሊኦም መንግስቲ ናብ ቦትኦም ክምለሱ ጸዊዑ ይብል ጋዜጣ ሪፖርተር

ንገሊኦም መንግስቲ ናብ ቦትኦም ክምለሱ ጸዊዑ ይብል ጋዜጣ ሪፖርተር; ሓደ ኣባል ተቓወምቲ ብወግኑ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ወሽጥን ወጻእን ተቓውሞ በርቲዕዎ ኣብ ውጥረት ስለዝኣተወ ዝገብሮ ዘሎ`ዩ ይብል፡

ንብረተይ ስኢነ ህይወተይ ከይስእን ሽመይ ኣይትንገሩለይ ዝበለ ሓደ ሓረስታይ፡ 25 ዓመታት ካብ ዝተቐመጠሉ በነሻንጉል ከምዝተባረረ ይገልጽ፡
ምሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡

Ethiopia-Eviction
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:13 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG