ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ኣቡነ መንግስተኣብ ተስፋማርያም፡ ጳጳስ ዘመንበረ ኣስመራ፡ ብዛዕባ ሓዲሽ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት

Pope Francis greets Secretary of State cardinal Tarcisio Bertone (r) as he celebrates his inaugural Mass with cardinals, inside the Sistine Chapel, at the Vatican, March 14, 2013.
Pope Francis greets Secretary of State cardinal Tarcisio Bertone (r) as he celebrates his inaugural Mass with cardinals, inside the Sistine Chapel, at the Vatican, March 14, 2013.

ኣብ ቤተ-ክርስትያን ካቶሊክ ገለ ሓዲሽ ለውጢ ይርአ`ሎ ይብሉ ኣቡነ መንግስተኣብ

ወዲ 76 ኣርጀንቲናዊ ጳጳስ ፍራቸስኮ ቀዳማይ፡ ካብ መንጎ`ቶም ብተዓዘብቲ ክምረጹ`ዮም ተባሂሎም ዝተገመቱ ኣይነበሩን።

ንሶም ካብ ማሕበር እየሱሳውያን ምዃኖም`ውን ፍሉይነት ኣለዎ።

ምስ ኣቡነ መንግስተኣብ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
New-pope
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:22 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG