ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቅ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ቲቪ ኤረ - ሌኦናርድ ቪንሰንት ምስ ቪኦኤ


Eritrea-Bisha-Mining
Eritrea-Bisha-Mining
ብዛዕባ ኣብ ምንስቴር ዜና ኤርትራ ዝተፈጥረ ’ዕግርግር‘ ኣብ እዋኑ መብርሂ ዘይምሃብና ክልተ ብልጫታት ነይሩዎ ኢሎም ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ።እቲ ቀዳማይ ከም‘ዚ ኮይኑ ከም‘ዚ’ባ ኮይኑ ዝብል ወረታት፣መዓልቲ መዓልቲ ስለዝመፅእ፣እቲ ሓደ ብልጭኡ-ተደጋጋሚ ስለዝኾነ፣ነቲ ህዝቢ ኣለቢምዎ።እቲ ካልኣይ ብልጭኡ ካኣ፣ዓቅሊ ተገይርካ ጊዜ ባዕሉ ስለዘብንኖ፣ትሓርጭ ንፋስ‘ዩ ዝወስዶ” ኢሎም።

እዚ ከምዚ‘ሉ ከሎ ”ኤርትራውያን” ንዝብል መፅሓፍ ዝሰነደ ሪፖርተር ሌኦናርድ ቪንሰንት ቃለ-መጠይቅ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ”ካብ ሃልኪ ህዝባዊ ርክባት ዝሰገረ ኣይኮነን” ይብል።

ዝተዋደደ ሪፖርት ኣሎ ተኸታተሉ።
ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:11 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG