ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ፕረዚደንት ሓዊሱ ሰበ-ስልጣን'ታ ሃገር ብሰፊሕ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ተሓተቲ'ዮም-፡ ሕቡራት መንግስታት


Eritrean Flag
Eritrean Flag

ብሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ፕረዚደንት'ታ ሃገር ካብ መንጎ'ቶም ቀንዲ ተሓተቲ ተባሂሎም ዝተዘርዘርሉ ሰፊሕ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ተፈፂሙ ክብል ሓደ ሕቡራት መንግስታት ዝመዘዞ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሪፖርት ዘርጊሑ።

እቲ ናይ ሕቡራት መንግስታት መርማሪ ኮሚሽን ናብ ኤርትራ ክበፅሕ አይከኣልኩን፤ ንኽበፅሕ ዘቅረብክዎ ሕቶ ካብ መንግስቲ ኤርትራ ምላሽ አይረኸብኩን ክብል ገሊፁ።

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ግርማ አስመሮም ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ ኣቶም ንኩነታት ኤርትራ ብግቡእ ኸይተረድኡ ዝፅሕፍ'ዮም ክኽሰሱ ዝግበኦም ክብሉ መሊሶም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

XS
SM
MD
LG