ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ መራሒ ኦፌኮ ዶ/ር መረራ ጉዲና ዝተአሰሩ ክልተ መንእሰያት ከምዝተፈትሑ ተሓቢሩ

សកម្ម​ជន​អាកាសធាតុវ័យក្មេង​ជនជាតិ​ស៊ុយអែត Greta Thunberg បក់​ដៃ​ពី​ទូក​មួួយ​នៅ​ពេល​ដែល​នាង​ចាប់​ផ្តើម​ធ្វើ​ដំណើរ​តាម​ទូក​ទៅ​កាន់​ទីក្រុង​ញូវយ៉ក ​ពី​ចក្រភព​អង់គ្លេស​កាលពី​ថ្ងៃទី​១៤ ខែសីហា ឆ្នាំ២០១៩។
សកម្ម​ជន​អាកាសធាតុវ័យក្មេង​ជនជាតិ​ស៊ុយអែត Greta Thunberg បក់​ដៃ​ពី​ទូក​មួួយ​នៅ​ពេល​ដែល​នាង​ចាប់​ផ្តើម​ធ្វើ​ដំណើរ​តាម​ទូក​ទៅ​កាន់​ទីក្រុង​ញូវយ៉ក ​ពី​ចក្រភព​អង់គ្លេស​កាលពី​ថ្ងៃទី​១៤ ខែសីហា ឆ្នាំ២០១៩។

ምስ መራሒ ተቃዋሚ ፓርቲ ፈደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ዶ/ር መረራ ጉዲና አብ ዝሓለፈ ሰሙን ብፖሊስ ተታሒዞም ዝነበሩ ክልተ መንእሰያት ትማሊ አማስይኡ ከምዝተፈትሑ ተገሊጹ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ዶ/ር መረራ ጉዲና ሓቢሮም ዝተአሰሩ ታየ ነገራን ኮመራ ደለሳ ዝተባህሉ መንእሰያት ትማሊ አማስይኡ ከምዝተፈትሑ አባላት ፈጻሚ ስራሕ’ቲ ፓርትን ኣብ ከባቢ መንበሪ ገዝኦም ዘለው መሰኻኸር ገሊጾም።

ብኻልእ ዜና ጠበቓታት ዶ/ር መረራ አቶ መንድሙ ኢብሳን ዶ/ር ያዕቆብ ሃይለማርያም ናብ ማእከላዊ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ፈደራሊያዊ ማእከላዊ ምርመራ ገበን ንዶ/ር መርራ ከዘራርቡ ከይዶም ግን ዶ/ር መራረ ኣብ መርመራ’ዮም ዘለው ዝመጽእ ዓርቢ እንተመጺኦም ክረኽብዎም ከምዝኽእሉ ከምዝተነገሮም ገሊጾም ።

XS
SM
MD
LG