ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክልተ ጋዜጠኛታትን ሓላፊ ውዳበ ፓርቲ ሓድነትን ነበርን ተኣሲሮም


ዳኒኤል ሽበሺ (ጸጋም) ኤልያስ ገብሩ(ማእከላይ) አናንያ ሶሪ(የማን)
ዳኒኤል ሽበሺ (ጸጋም) ኤልያስ ገብሩ(ማእከላይ) አናንያ ሶሪ(የማን)

ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ውልቂ ጋዜጣታት፣መፅሄታትን ማሕበራዊ መራኸቢን ብምፅሓፍን ዝተፈላለዩ ርእይቶታት ብምሃብን ዝፍለጡ ኤልያስ ገብሩን ኣናኒያ ሶሪን ከምኡ እውን ሓላፊ ጉዳያት ወዳበ ፓርቲ ሓድነት ነበር ኣቶ ዳንኤል ሺበሽን ምእሳሮም ተፈሊጡ።

ሰማያዊ ፓርቲ ብወገኑ ክሳብ ሎሚ 23 ኣባላቱን ልዕሊ 80 ደገፍቱን ከምዝተኣሰሩዎ ገሊፁ።

መንግስቲ ግን ሰባት ሓሳቦም ብፅሑፍ ስለ ዝገለፁ ኣይተሳሩን ኢሉ’ሎ ።

XS
SM
MD
LG