ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብምኽንያት መበል 42 ዓመት ምስረታ ህወሓት ዝተካየደ ቃለ ምልልስ


ኣርማ ህወሓት
ኣርማ ህወሓት

ቀዳም ብምኽንያት ዝተኸብረ መበል 42 ዓመት ምስረታ ህወሓት ምስ ዝተፈላለዩ ክፍሊ ሕ/ሰብ ምይይጣት ከምዝተገብሩ ይሕብር ኣቶ ያሬድ ዓለምሰገድ።

ፕረዚደንት ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝመርሕዎ ምይይጣት ንስምዒት ህዝቢ ነቂሱ ከምዘውጸአን ኣንፈት ከምዝተነጸረን'ውን ኣቶ ያሬድ ገሊጹ።

ምስ ስድራ-ቤት ስውኣትን ሙሁራትን ዝተካየደ ልዝብ'ውን ገሊጹ ጋሻና።

ብሕልፊ ኣብ ነበለት ካብ ሓንቲ ወ/ሮ ናብ ኣቶ ኣባይ ወልዱ ዝቀረበ ሕቶን ሪኢቶን'ውን መዘራረቢ ኮይኑ'ሎ። እተን ኣደ 'እንተሓተትና ስም ስለዝልጡፍልናን ስለዘሽቁሩርናን ስቕ ምባል መሪጽና ኣለና' ምባለን ዝዝከር'ዩ። ኣቶ ያሬድ ብወገኑ 'ዋጋ ዝተኸፈሎ ስለዝኮነ ህዝቢ ትግራይ ናይ ምዝራብ ነጻነቱ ክድረት'ዩ ምባል ዘይሕሰብ'ዩ፣ ንዘበላሸው ኣመራርሓ ድማ ህዝቢ ኣቃሊዕዎም'ዩ' ኢሉ።

ህወሓት ድሕሪ 42 ዓመታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:56 0:00

XS
SM
MD
LG