ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተመራጻይ ዋና ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴደሮስ ኣድሓኖም ፈላማይ ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቦም


Dr. Tedros Adhanom
Dr. Tedros Adhanom

‘ኣብ ንሰማማዓሎም ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና፣ ንኣፈላላያትና ንምጽባብ ብቀጻልነት ክንሰርሕ ኣለና’ ኢሎም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም።

‘ምስ መንግስቲ ኣሜሪካ ንክዘራረቡ መደብ’ዶ ኣለዎም?’ ንዝብል ሕቶ ዶ/ር ቴድሮስ ክምልሱ ኣብ ጉዳይ ምትእኽኻብ ገንዘብ ዝጸበበ ምንጪ በጀት ዘይኮነ ንዝሰፍሐ ዓለም-ለኸ ስራሕቲ ትካላት ጥዕና’ ከምዝሰርሑ ገሊጾም።

‘ምስ ሪፐብሊካዊያንን ዴሞክራሲያዊያንን ሓቢረ ሰሪሐ’የ። ሚኒስትር ጥዕና ሃገረይን ሓላፊ ግሎባል ፈንድ ኣብ ዝነበርኩሉን እዋን ዝመስረትክዎ ርክብ ተጠቂመ ክቕጽለሉ’የ’ ይብሉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:27 0:00

XS
SM
MD
LG