ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መዓልቲ ምስጋና ምስ ሓደሽቲ ስደተኛታት ብ ከተማ ኣርሊንግተን ክፍለ ግዝኣት ቨርጅንያ


መዓልቲ ምስጋና ምስ ሓደሽቲ ስደተኛታት ብ ከተማ ኣርሊንግተን ክፍለ ግዝኣት ቨርጅንያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:06 0:00

(No subject) WK Winta Kidane Reply all| Today, 10:41 AM Winta Kidane ኣብ ኣሜሪካ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንዝኽበር መዓልቲ ምስጋና ሓደ ጉጅለ ወለኝተኛታትን ምስ አባላት ማህበረሰባብ ኢትዮጵያዊያን ብምኻን ናብ ኣሜሪካ ንዝመጹ ሓደሽቲ ስደተኛታት ናይ ድራር ግብዣ የዳልው። እዞም ስደተኛታት ኣብ ከተማ ኣርሊንግተን ክፍለ ግዝኣት ቨርጅንያ ዝርኸብ አዳራሽ ብሓባር ብምእኻብ ነዚ መዓልቲ ምስጋና የኽብሩ።

XS
SM
MD
LG