ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝተዋጽኡ ተወላዶ ኦሮሞ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰልፊ ኣካይዶም


ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ኣባላት ማሕበረሰብ ኦሮሞ ምስ ማሕበረሰብ ኦሮሞ ሰሜን ኣሜሪካ ብምትሕብባር ሎሚ ዓርቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ብኣማኢት ዝቑፀሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ኦሮሞ ኣብ ፊት ንፊት ዋይት ሃውስ፣ኣብ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ስቴትስን ባንኪ ዓለምን ብምስላፍ ድምፆም ኣስሚዕም ኣለው።

ዕላማ እቲ ሰልፊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ኦሮሞን ካልኦት ኢትዮጵያዊያንን ይፍፀሞ ኣሎ ዝበሉዎ ገበናት ንምቅላዕን መንግስቲ ዩናይትድ ስቴትስ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝህቦ ሓገዝ ደው ከብል ንምጽዋዕን ምኻኑ ተፈሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝተዋጽኡ ተወላዶ ኦሮሞ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰልፊ ኣካይዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:00 0:00

XS
SM
MD
LG