ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነበርቲ ፈረንሳ ብዛዕባ ፕረዝደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር እንታይ ይብሉ?


ሕጹያት ተወዳደርቲ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ፈረንሳ
ሕጹያት ተወዳደርቲ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ፈረንሳ

ፈረንሳ ኣብዚ ሕጂ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ተኻይድ’ላ። ካብ ቀዳማይ ዙር መጻረይ ውድድር ፕረዝደንታዊ ምርጫ ተወዳድሮም ዝሓለፉ ክልተ ሕጹያት ብዙሕ ኣብ ፖለቲካ እታ ሃገር ዘይፍለጡ’ዮም። ናይ መወዳእታ ዙር ፕረዝደንታዊ ውድድር ግንቦት 7,2017 ዓ.ም ክኻየድ’ዩ።

እዚ አካል’ቲ ኣብ ሃገራት ኣውሮጳ ድሕሪ ናይ ኣሜሪካ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ዝረአ ዘሎ ለውጢ’ዩ።

ኣብ ፈረንሳ ንልዕሊ 34 ዓመታት ነባሪ ፈረንሳ ዝኾኑ ኣቶ ሰመረ ፍሰሃየ ብዛዕባ’ዚ ከይዲ ምርጫ ዝምልከት ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ነበርቲ ፈረንሳ ብዛዕባ ፕረዝደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር እንታይ ይብሉ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:06 0:00

XS
SM
MD
LG