ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዝደንት ሱዳን ዑመር አልበሽር ንናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት አዲስ አበባ ኣትዮም

ፕረዝደንት ሱዳን ዑመር አልበሽር ንናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት አዲስ አበባ ኣትዮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:13 0:00

ፕረዝደንት ሱዳን ዑመር አልበሽር ንናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት አዲስ አበባ ኣትዮም

መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ናይ ሓደ ደሕንነትን ጸጥታን ናይቲ ካልእ’ውን ምዃኑን ዘይነፃጸል ረብሓ ከምዘለወን ገሊጾም።

ካብ ፖርት ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ መስመር ባቡር ስራሕ ኣብ ቀረባ ከምዝጀመረን’ውን ተገሊጹ’ሎ።

ፕረዝደንት አልበሽርን ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም አብ ልዕሊ ካልኦት ሓባራውን ከባቢያውን ጉዳያት’ውን ሰፊሕ ምምይጥ ከምዝገበሩ ተገሊጹ’ሎ።

እቲ ሎሚ ኣብ ዓለምለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ አቀባብላ ዝተገብረሎም ናይ ሱዳን ፕረዚደንት ዑመር ሓሰን አልበሽር ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ብምኳን አማስይኡ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቦም’ለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG