ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ኦባማ ንቀዳማይ ሚኒስትር ጣልያን ኣብ ዋይት ሃውስ ተቀቢሎም አዘራሪቦም

ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ንቀዳማይ ሚኒስትር ጣልያን ማቲዮ ረንዚ ኣብ ዋይት ሃውስ ተቐቢሎም አዘራሪቦም። ፕረዚደንት ኦባማ ኣብ ናይ ስልጣን ዘበኖም ወግዓዊ ናይ ወጻኢ መራሒ ኽቀበሉ እዚ ናይ መወዳእታ ጊዜኦም’ዩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG