ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ መወዳእታ መደረ ፕረዝደንት ኦባማ ኣብ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት


U.S. President Barack Obama addresses the United Nations, September 20, 2016.
U.S. President Barack Obama addresses the United Nations, September 20, 2016.

ናይ ኣሜሪካ ፕረዚደንት ባራክ ኦማባ ኣብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ሎሚ ሶሉስ ንመወዳእታ ጊዜ መደረ አስሚዖም።

“ካብቲ ኣብ እዋንና ዝተራእየ ዝኸብድ ዓሚቕ ቅልውላው ፋይናንስ አትሒዙ ኣብ ዕብየት ኢኮኖሚ ዓለም ዝገደደ ውድቀት ከየጋጥም ብሓባር መልሲ ሂብናሉ። ንመዕቆቢን ዕርድን አሸበርቲ ዝርጋሐ ኑክሌርን ብምእላይ፡ ምስ ጉዳይ ኑክሌር ኢራን ዝነበረ ጉዳይ ብዲፕሎማሲያዊ መንገዲ ፈቲሕና፡ ምስ ኩባ ዝምድና መስሪትና ኣብ ኮሎምብያ ዝነበረ ነዊሕ ዝገበረ ኹናት ንኽበቅዕ ሓጊዝና፡ ኣብ ማያሚር ብዲሞክራሲያዊ መንገዲ ዝተመረጸ መራሒ ተቐቢልና።”

እንተኾነ ግን ዝተራእየ ምዕባለ ብጽንፈኝነት ሃይማኖት ሕሉፍ ሃገራዊነት ዘይምኽኑይ ህዝባውነት ስግአት አለዎ ዝብል እምነቶም ገሊጾም’ለው።

እቶም ፕረዚደንት በተወሳኺ ዓለም ንሓባራዊ ረብሓ ሓቢራ ክትሰርሕ አለዎ’ውን ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

ናይ መወዳእታ መደረ ፕረዝደንት ኦባማ ኣብ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:48 0:00

XS
SM
MD
LG