ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ አብ ሃገረ ኩባ ምብጻሕ ይፍጽሙ`ለዉ


ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ አብ ሃገረ ኩባ አብ ዘካይድዎ ዘለዉ ምብጻሕ ካብ 1959 ዓ. ም ጀሚሩ ነታ ሃገር ምስ ዝመርሕዋ ዘለው አሕዋት ካስትሮ ድሕሪ ምርካቦም ሎሚ መዓልቲ ናብ ምብራቃዊ ወገን እታ ሃገር እትርከብ ከተማ ሆሊገን ንምብጻሕ ተጓዒዞም ኣለዉ።
ትማሊ ሰንበት አብ አሽሓት ምእመናን አብ ዝተረክብሉ ከተማ ሃቫና ቅዳሴ ዘካየዱ ጳጳስ ፈራንሰስ ህዝቢ ካብ ሓደጋታት ስነ-ሓስብ ኽትንቀቕ አተሓሳሲቦም።
ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ አብ ሃገረ ኩባ ምብጻሕ ይፍጽሙ`ለዉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:47 0:00

XS
SM
MD
LG