ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኾነ ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ስግግር ስለዘሎ ጉድለታት አለዎ” ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ


 ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ
ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ

ናይ ኢትዮጵያ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኾነ ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ስግግር ስለዘሎ ጉድለታት አለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ አፍሊጦም።

እታ ሃገር ቁጠባን ማህበራዊ መሰላትን ብመዳይ ምሕላው ዝምስገን ውጽኢት ኣመዝጊባ ክብላ ሓንቲ ወኪል ዓለምለኸ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ተዛሪበን።

ትማሊ ኣብ አዲስ አበባ መአኸቢ አደራሽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝተኸፍተ ካልኣይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ሰብኣዊ መሰላት መድረኽ ትግባረን ምኽክርን ዝተረኽቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ እቲ ሰነድ ዝተዳለወሉ ምክንያት መንግስቲ ስቕ ኢሉ ዝተለምደ አሰራርሓ ስለዝኾነ ወይ ኸአ ቀልቢ ለገስቲ ንምምራኽ ኣይኮነን እንታይ ደአ ጉዳይ ዲሞክራስን ሰብአዊ መሰላትን መሰረት ህልውና’ታ ሃገር ስለዝኾነ ነዚ ብምግንዛብ ካብ ልቢ ብምቅባልን ብምእማንን’ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቲ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG