ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጥንታዊት ከተማ ፓልመይራ-ሶርያ

ብሩስያ ዝድገፍ ሰራዊት ሶርያ ንጥንታዊት ከተማ ፓልመይራ ምቁጽጻሩ ይፍለጥ። እታ ከተማ ንኣስታት 10 ኣዋርሕ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ዳዕሽ ዝጸንሓት ኮይና፡ ገለ ካብቲ ናይ 2000 ዓመታት ዕድመ ዘለዎም ቅርስታታ'ውን ፈሪሶም'ዮም።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG