ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ኣንቢራቶ ንዝነበረ ገለ ፋይናንሳዊ እገዳ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣልዒለቶ


ነቲ ምልዓል ማዕቀብ ሱዳን ምኽንያት ዝኾነ፡  መንግስቲ ሱዳን ኣብ ምውጋእ ግብረ-ሽበራ፡ምጉዳል ግጭት፡ ንዕጡቓት ደቡብ ሱዳን መሕብኢብምኽላእ፡ ከምኡ`ውን ንተጸበይቲ ሓገዝ መንገዲብምኽፋታ ዝብሉ ምዕባለታት`ዩ  ክብል ዋይትሃውስ ኣፍሊጡ`ሎ።

ሚንስተር ዜና ሱዳን ኣሕመድ ቢላል፡ነቲ ምልዓልማዕቀብ ብሓጎስ ድሕሪ ምቕባል፡ ማዕቀባት ስቓይህዝቢ`ዮም ዘናውሑ ኢሉ።

ኣመሪካ ኣብ 1997 ኣብ ልዕሊ ሱዳን ማዕቀብ ድሕሪምግባር ድሓር`ውን ኣብ 2006 ተወሳኺ ማዕቀብጌራትላ ጸኒሓ`ያ።

XS
SM
MD
LG