ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካሊፎንያ፡ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ብሓባር ዝጽልይሉ መስጊድ ተጣይሱ


ካሊፎንያ፡ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ብሓባር ዝጽልይሉ መስጊድ ተጣይሱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:29 0:00

ኣብ መላእ ዓለም ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ ውሽጢ መስጊድ በበይኖም ይፅልዩ።ኣብ ገለ ቦታታት ኣብ መንግኦም ሓፁር ይግበረሎም፤ሓሓሊፉ ድማ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓደ ክፍሊ ደቂ ተባዕትዮ ድማ ኣብ ካልእ ክፍሊ ኣብ በበይኖም ክፍልታት ኮይኖም ይፅልዩ።ኣብ በርክለይ ካሊፎርኒያ ዝርኸብ መስጊድ ግን ካብዚ ልሙድ ኣካይዳ ፍልይ ብዝበለ ኣገባብ ደቂ ኣንስትዮ ዘጣየሽኦ ሓደ ጉጅለ ሓዲሽ ነገር ጀሚሩ’ሎ።

XS
SM
MD
LG