ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደበር ኣስመራ 'መርኣያ ርእስኻ ምኽኣል'


ኣብ ኣስመራ ዝርከብ `መደበር` ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቦታ፡ ዝተፈለላዩ ንገዛን ንሕርሻን ዘገልግሉ ኣቑሑት ብምስራሕ ይፍለጥ። ናብ መደበር እንተኣቲኻ ዝጸንሓካ ጋዕ ገልጠም ምስረኣኻ ኣብ ዓቢይ ኢንዱስትሪ ዝኣተኻ ኾይኑ ይስምዓካ። `እወ ዓቢይ ኢንዱስትሪ`ንድዩ` ዝብሉ`ውን ኣለዉ። ኣብኡ ዝጸንሓካ ፍቕሪ ስራሕ ናይ ርእስኻ ምኽኣል መልእኽቲ የመሓላልፍ።

መደበር
መደበር

ካብ`ቶም ኣብ መደበር ምስ ሓጺነ-መጺን ክቓለሱ ዝውዕሉ ሰባት ሓደ መንእሰይ ሚልዮን በርሀ`ዩ።

መንእሰይ ሚልዮን በርሀ ብዛዕባ መደበርን ስርሓቱን ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መደበር ኣስመራ 'መርኣያ ርእስኻ ምኽኣል'
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:20 0:00

XS
SM
MD
LG