ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ፍራቸስኮ፡ ምስ ካብ ሓደጋ ላምፐዱሳ ዝደሓኑ ተራኺቦም


Pope
Pope

ጽባሕ ኣብ ደሴት ላምፐዱሳ ዝኽሪ ሓደ ዓመት ክበዓል ክግበር`ዩ

ርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ፡ ኣብ`ቲ ርክብ፡ ኤውሮጳውያን ንስደተኛታት ልበንን ማዕጾኤንን ክኸፍታ ጸዊዖምን ጸሊዮምን።

ኣብ`ቲ ዝሓለፈ ዓመት፡ ኣብ ከባቢ ደሴት ላምፐዱሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መርከብ፡ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ዝረከብዎም ልዕሊ 350 ስደተኛታት ሃሊቖም`ዮም።

ኣብ ኢጣልያ ኣብ ሚዲያ ዝሰርሕ ኤሚልዮ ባርቡዊ፡ ብዛዕባ`ቲ ርክብ ምስ ጳጳስ ፍራንሲስን፡ ብዛዕባ`ቲ ጽባሕ ዝዝከርን ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

ቃለ-መጠይቅ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:13 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG