ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚኒስተር ሕርሻ ደቡብ ሱዳን ካብ መዝነቱ ብፍቓዱ ተሰናቢቱ


ሚኒስተር ሕርሻ ደቡብ ሱዳን ካብ መዝነቱ ብፍቓዱ ተሰናቢቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:10 0:00

ሓደ ካብ ኣባል ተቓወምትን ሚኒስተር ሕርሻን ውሕስነት መግብን ደቡብ ሱዳን ላም ኣኮይ ንሓድሕድ ኩናት ከዕርፍ ዝተኣትወ ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ከምዝፈረሰ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዘፍለጠ ሎሚ ሰኑይ ባሕቲ ግንቦት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበሮ ጋዜጣዊ መግለጺ ክኸውን እንከሎ: ኣብቲ ኣጋጣሚ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ካብ ዝመርሖ ሓባራዊ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ዝተዋህቦ መዝነት ብፍቓዱ ከምዝተሰናበተ ድማ ሓቢሩ።

XS
SM
MD
LG