ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኪዛ ቢስጀይ ኡጋንዳውያን ዳያስፖራ ደሞክራሲ ክሰፍን ድፍኢቶም ከሐይሉ ጸዊዖም


ናይ ኡጋንዳ መራሒ ተቓውሞ​ ኪዛ ቢስጀይ ኡጋንዳዊያን ዳያስፖራ ኣብታ ሃገር ዴሞክራሲ ክሰፍን ድፍኢቶም ከሐይሉ ፀዊዖም።

ኣብ ዝሓለፈ ሓምለ ብዋሕስ ካብ ቀይዲን ናይ ገዛ ማእሰርትን ዝተፈትሑ ብሲጀይ ኣብ ዝሓለፈ ለካቲት ዝተኻየደ ፕሬዝዳንታዊ ምርጫ ካልኣይ ወፂኦም ነይሮም።

ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ዝነብሩሎም ሃገራት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ዩጋንዳ ተፅዕኑኦም ከሐይሉን ክደፍኡን ንመንግስታት ምሕፅንቱኦም ከቕርቡ ፀዊዖም ኣለው።

ኣብዚ ስዓት እዚ ኣብ ብሪታኒያ ዑደት ይፍፅሙ ዘለው ቢስጀይ ‘ዘይጎነፃዊ ቃልሲ​ ኢና ንኽተል’’ ኢሎም ኣለው።

XS
SM
MD
LG