ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መምህር፣ተመራማርን ከያንን ኣለማየሁ ሃፍተ


መምህር፣ተመራማርን ከያንን ኣለማየሁ ሃፍተ
መምህር፣ተመራማርን ከያንን ኣለማየሁ ሃፍተ

ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ መምህር ቋንቋን ባህልን ኣለማየሁ ሃፍተ ኣብ ባህልን ቋንቋን ህዝቢ ትግራይ ዝጠመቱ 24 ምርምራት ኣካይዱ ኣሎ።

ኣለማየሁ ብላዛ ራያ 5 ደርፍታት እውን ናብ ሰማዕቲ ኣቕሪቡ እዩ፤ መብዛሕቲኦም ደርፍታቱ ኣብ ባህላዊ ጸጋታት ህዝቢ ራያ ዘድሀቡ እዮም።

ኣለማየሁ ሃፍተ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከባቢ ኣላጀ እዩ ተወሊዱን ዓብዩን።

ምስ መምህር፣ተመራማርን ከያንን ኣለማየሁ ሃፍተ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መምህር፣ተመራማርን ከያንን ኣለማየሁ ሃፍተ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:35 0:00

XS
SM
MD
LG