ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ፡ ዕላል ምስ ኮመዲያን መብራህቱ ሰለሞን (ቀዳማይ ክፋል)


 ኮመዲያን መብራህቱ ሰለሞን
ኮመዲያን መብራህቱ ሰለሞን

ኣብ ተዋስኦን ፊልምታትን ትግርኛ ብኮመዲያዊ ስራሓቱ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝርከብ መብራህቱ ሰለሞን ሕጂ ድማ ባዕለይ ዘፍርኽዋ ድራማ ይዝርግሕ ኣለኹ ይብል።

መብራህቱ(መብሬ) “ ክዋሳእ ከለኹ ተፈጥሮኣዊ ክገብሮን ኣብ ብስምዒት ኣብ ውሽጡ ክኣቱን`የ ዝደሊ” ይብል።

ምስ መብራህቱ ሰለሞን ናይ ዝተኻየደ ዕላል ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቂሔ-ጽልሚ፡ ዕላል ምስ ኮመዲያን መብራህቱ ሰለሞን (ቀዳማይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:00 0:00

XS
SM
MD
LG