ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባዕኸር ኢንዱስትሪያዊ ፓርክ ትግራይ ዝህልዎ ቁጠባዊ ረብሓ


መጻኢ ምስሊ ባዕኸር ኢንዱስትሪያላዊ ፓርክ ዘርኢ ስእሊ
መጻኢ ምስሊ ባዕኸር ኢንዱስትሪያላዊ ፓርክ ዘርኢ ስእሊ

ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዝርከብ 'ባዕኸር ኢንዱስትሪያዊ ካምፕ' ቅድሚ መዓልታት ብቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ እምነ ኩርናዕ ድሕሪ ምንባር ስራሕቲ ህንጸት ጀሚሩ'ሎ ይብል ዳይረክተር ኮርፖረሽን ፓርክ ኢንዱስትሪ'ቲ ክልል ኣቶ ኣንገሶም ገ/መስቀል።

ኣብ'ቲ ኣማኢት ኣሻሓት ሄክታራት ዝህነጽ ካምፕ ልዕሊ 120 ኢንዱስትሪታት ከጠቃልል'ዩ። ሕርሻዊ ኢንዱስትሪታት ዝሕዝ እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ነንባዕሎም ተመጋገብቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት፣ ደቀቕቲን ናእሽቱን፣ ትካላት ሞዴል ሓረስቶት፣ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን እውን ናብኡ ንክኣትው ምልልዕዓላት ይግበር ኣሎ ኢሉ ኣቶ ኣንገሶም ገ/መስቀል።

ባዕኸር ፓርክ ኢንዱስትሪ መሊኡ ምስ ተዛዘመ ኣስታት 800 ሽሕ ዕድል ስራሕ ከምኡውን ልዕሊ 18 ቢልዮን ቅርሺ ፈሰስ ናብ ሃገራዊ ቁጠባ ከርክብ'ዩ ይብል መንግስቲ ኢትዮጵያ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:10 0:00

XS
SM
MD
LG