ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ምኽንሻብ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ክልተ ሚእታዊት ከምዝወረደ ሰነዳት ዩኒሴፍን የመልክት


ንኡስ ዞባ ሃበሮ ኤርትራ
ንኡስ ዞባ ሃበሮ ኤርትራ

ኣብ ኤርትራ ኣስማጥን ሃበሮን ዝተባህለ ክልተ ንኡስ ዞባታት ካብ ጎዳኢ ልምዲ ምክንሻብ ደቂ ኣንስትዮ ነጻ ምዃነን ብወግዒ ኣዊጀን።

ኣብ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዕድመ ህጻናት ምኽንሻብ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ክልተ ሚእታዊት ከምዝወረደ ሰነዳት ዩኒሴፍን ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራን የመልክት።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG