ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስሓብ ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ኣባልነት ዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን


Africa
Africa

ዶ/ር ጸጋይ ይስሃቅ 'መራሕቲ ኣፍሪቃ ካብ ዓለም ለኸ ቢት ፍርዲ ገበን ንምውጻእ ምውሳኖም ዘጉሂን፣ ካብ ዝፍጽምዎ ገበን ንምህዳምን ስለዝደለዩን'ዩ' ይብሉ። ንሶም ወሲኾም 'መስሓቅ ንካልኦት ሃገራትን መራሕቲን እዮም ዝኾኑ'ውን' ኢሎም።

ዶ/ር ኣክሊል ሃብቱ ብወገኑ 'ምውጻእ ሃገራት ኣፍሪቃ ክልተ መልእኽቲ ኣለዎ። ደቡብ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ዖማር ኣል-በሽር ዝሳዓባ ነቀፌታ ሕጉስቲ ስለዘይኮነት'ዩ። ቡሩንዲ ግና ካብ ፍርዲ ንምህዳም ኢላ'ዩ' በለ። በዚ በለ በቲ ኣፍሪቃዊያን ዝወስድዎ ዘሎ ስጉምቲ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ገበን ደው ኢሉ ስለምንታይ'ዩ እተን ሃገራት ከም'ዚ ዝበለ ስጉምቲ ይወስዳ ዘለዋ? ኢለን ንክሓትት ከገድዶ'ዩ' ኢሉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:22 0:00

XS
SM
MD
LG