ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሂላሪ ክልንተን ካብ መዝነት ምንስተር ወጻኢ ተሰናቢተን


Hillary Clinton

Hillary Clinton

ዝሓለፈ 4ተ ዓመት ኣብ ምሕላው ኣድማሳዊ ክብርታትን ምሕላው ጸጥታ ኣመሪካን ኣተኩረ ሰሪሐ ይብላ።

ኣብ ኢድ ንፉዕ ምንስተር ወጻኢ ኢየ ዝገፈኩም ዘለኹ ኢለንኦም ንሰራሕተኛታተን።

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG