ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ፡ብጉድለት ጽርየት ከባቢ ንዝስዕቡ ሕማማት ንምክልኻል በደረጃ ኮሚኒቲ ዝነጥፍ ፕሮጀክት 95% ውጽኢታዊ ምኳኑ ተገሊጹ


ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ- ኣስመራ
ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ- ኣስመራ

ኣብ ኤርትራ፡ ብሰንኪ-ጉድለት ጽርየት ከባቢ ንዝስዕቡ ሕማማት ንምክልኻል በደረጃ ኮሚኒቲ ዝነጥፍ ፕሮጀክት ጥዕና 95% ውጽኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊጹ።

ኣብ ዞባ-ማእከል ሓላፊ ሓለዋ ጥዕና ዶ/ር ተስፋይ ሰሎሞን፡ እቲ ፕሮጀክት ኣብ 88 ዓድታት ከምዝተፈተንን፡ ብኮሚኒቲ ብዝካየድ ፕሮግራም ጽርየት ከባቢ፡ ክሳብ 60 ሚእታዊት ተላገብቲ ሕማማት ምክልኻል ከምዝክኣል ከምዘርኣየን ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጹ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


ካልኣይ ክፋል እቲ መደብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG