ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሆስፒታል ዓይደር ጸገም መደቀሲ ከምዘሎ ተሓቢሩ


ኣብ ሆስፒታል ዓይደር ጸገም መደቀሲ ከምዘሎ ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:56 0:00

ኣብ ዓይደርን ኣብ ካልኦት ማእኸላት ጥዕናን ትግራይ ዝሓረሳ ኣደታት ግን ድማ ኣብ ክፍሊ ፅኑዕ መከታተሊ ሕሙማት ዝሃረሱ ህፃውንቲ ደቀን እናተመላለሳ ከጥቡባ ዝፀንሓሉ ፍሉይ መፅለሊ የብለንን፡፡ ካብዚ ፀገም እዚ ብምብጋስ እተን ኣደታት ኣብ ገበላን ወሰና ወሰንን መተሓላለፊ እቲ ሆስፒታል ኣብ መሬት ይህርሳ፡፡

XS
SM
MD
LG