ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጀነቫ ንሪፖርት መርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ ጀነቫ ንሪፖርት መርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ`ቲ ሰልፊ ዓሰርተ ሽሕ ዝኾኑ ሰባት ከምዝተረኽቡ ካብ ኣወሃሃድቲ ኣቶ የማነ ገብረማርያም ንቪኦኤ ሓቢሩ። ካልኦት ኣብ ኤርትራ ግፍዒ ወሪዱና ዝበሉ ቀሺ ሲሳይን ኣቶ ዘሪሁን ዝተባህሉ ኤርትራውያን`ውን ስለምንታይ ነቲ ሪፖርት ከምዝድግፍዎ ንቪኦኤ መሊሶም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG