ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መንደፈራ ን32 ደቀንስትዮ ሕክምና ፊትሱላ ተዋሂቡ


ሕክምና ፊትሱላ
ሕክምና ፊትሱላ

ኣብ`ዚ ቐረባ እዋን ኣብ ዞባዊ መወከሲ ሆስፒታል መንደፈራ ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ሕክምና ፍትሱላ ን32 ደቀንስትዮ ሕክምና ተዋሂቡ።

ብኣመሪካዊ ብፕሮፈሰር ሞርጋን ዝተመርሐ 4ተ ኣባላት ዘለውዎ ጉጅለ ሓካይም ኣመሪካ ምስ ኤርትራውያን ሓካይም ብምትሕብባር ናይ ፍትሱላ መጥባሕቲ ኣካይዱ`ሎ።

ዶ/ር ሃብታይ ሃይለመለኮት ክኢላ ማሕጸንን ፊትሱላን ኣብ`ዚ ዓመት`ዚ ጥራሕ ን72 ደቀንስትዮ መጥባሕቲ ፊትሱላ ኣካይድና ይብል።

ኣብ ዞባዊ መወከሲ ሆስፒታል መንደፈራ ን32 ደቀንስትዮ ሕክምና ፊትሱላ ተዋሂቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:30:00 0:00

XS
SM
MD
LG