ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ 2016 ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ተኸፊቱ


“`ፈቲቫል ባይታ ብዙሕነትን ሓድነትን ` ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝካየድ ዘሎ ሃገራዊ ፈስቲቫል ንኽልተ ሰሙን ዝቕፅል ኾይኑ ዝተፈላለዩ ውድድራትንምርኢታትን ዝሓቖፈ`ዩ።

ኣብ`ቲ ክሳብ 14 ነሓሰ 2016 ዝቕጽል ሃገራዊ ፈስቲቫል ንባህርያውን ባህላውን ጸጋታትን ብዝሑነትን ኤርትራ ዘንጸባርቑ ቊሸታት፡ ስነ-ጥበባዊመሰናድኦታት፡ መሃርን ኣዘናጋዕን ደምበ ህጻናት፡ መሃዝነትን ሰንዓን ከምኡ`ውን ኩነታት ሕርሻን ትምህርቲን ዘርእዩ ትሕዝቶታት ቀሪቦም ከምዘለዉኣወሃሃዲ`ቲ ፈስቲቫል ኣቶ ተስፋይ በርሀ ንቪኦኤ ተዛሪቡ።

ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ 2016 ዝሓለፈ ቐዳም ኣብ ቐጽሪ ኤክስፖ ተኸፊቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:41 0:00
Eritrea Expo 2016
Eritrea Expo 2016

XS
SM
MD
LG