ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝቃወም ደገፍ መንግስቲ ኣሜሪካ ዝሓትት ሰልፊ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ተካይዱ


ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝተአኻኸቡ ማህበረሰባት ኢትዮጵያ፡ ሲቪል ማህበራትን ተሓለቕቲ መሰላትን ሎሚ ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ትህቦ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ዜጋታት ንምቕታል ንኸየገልግል ቁጽጽር ይገበረሉ ዝበሉ ተሳተፍቲ’ቲ ሰልፊ መንግስቲ ኣሜሪካ ንምልካዊ ስርዓት ኢትዮጵያ ዝገብሮ ድጋፍ ደው ኸብል ኣለዎ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዲሞክራሲ የለን፡ ፍትሒ የለን፡ ናጽነት የለን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊያን ሰባት ዝፍጸም ዘሎ ቕትለት ደው ይበል ዝብሉ ጭርሖታት ገለ ካብቶም ብዙሓት ኣብቲ ሰልፊ ዝተሰምዑ’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።


XS
SM
MD
LG