ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ ኣፍሪቃ ቀዳም ክጅምር‘ዩ


CAF
CAF
ፅዋዕ ኣፍሪቃ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኣስታት ሰለስተ ሰሙን ኣብ ከተማታት ደቡብ ኣፍሪቃ ክካየድ‘ዩ።

እቲ ኣህጉራዊ ግጥማት ድሕሪ ሓደ ዓመት ዝካየድ ዘሎ፣ምስ መፃረዪን ዛዛሚን ግጥማት ፅዋዕ ዓለም እናተዋቀዐ፣ንፈደረሽናት ሃገራትን ንፊፋን ፀገም ስለዝፈጠረሎም፣ፅዋዕ ዓለም ኣብ ሙሉእ ዓመታት ፅዋዕ ኣፍሪቃ ድማ ኣብ ጎደሎ ዓመታት ክካየድ ስለዝተወሰነ‘ዩ።

ብመሰረት‘ዚ፣ናይ ሎም-ዘበን ፅዋዕ ኣፍሪቃ ካብ ቀዳም ጀሚሩ ክሳብ ለካቲት ዓሰርተ ብኣቆፃፅራ ኣውሮዻ ክካየድ‘ዩ።

ሕርይቲ ጋንታ ኢትዮዽያ ሶኒ ምስ ናይ ዓሚ ሻምፕዮና ጋንታ ዛምቢያ ኣብ ስታድየም ቦምቤላ ንፈላማይ ግጥም ክተካይድ‘ያ።ኣብ ሰማንያታት ናይ‘ታ ጋንታ ተሰለፍቲ ዝነበሩ ገ/መድህን ሃይለን ነጋሽ ተኽሊትን ካብ ኣዲስ ኣበባን ኣስመራን ዘተኣናገደ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ እነሆ፣

CAF MATCH
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:07 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG