ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ዝተፈላለየ ጽላታት ናይ ምትሕግጋዝ ስምምዕ ተፈራሪመን


ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ ኬንያ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዑደት ንምግባር ናይሮቢ ኣትዮም።

ምክትል ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ተረኺቡ ተቐቢልዎም። ትማሊ ምሸትውን ምስ ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኬንያ ተራኺቦም ተመያይጦም።


ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኬንያን ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለዩ ጽላታትን ዘይሕጋዊ ምስግ ጋር ደቂ ሰብን ትምህርትን ስምምዕ ተፈራሪሞም።

ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ዝተፈላለያ ጽላታት ናይ ምትሕግጋዝ ስምምዕ ተፈራሪመን
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:39 0:00

XS
SM
MD
LG